Connection has lost...

እንቋዕ ናብ ዌልኑ ብድሓን መጻእኩም!

ኣብ ሃገረ ሆላንድ ሓድሽ/ሓዳሽ ዲኻ/ኺ? እሞ ድማ ናይ ሃገረ ሆላንድ ቋንቋ ክትምሃር ትደሊ? ብፍላይ ድማ ምጽሓፍን ምዝራብን ብቋንቋ ናይ ሆላንድ ክትላመድትደሊ? ስለዚ ኣብ ገጽ ናይ ትምህርትና ተመልከት፣ ከምኡ ውን ብኣካል ብጽሓና

ትምህርትና

Utrecht
Rotterdam
Amsterdam
ወትሩ ሶንይ ምሸት ካብ
19,30 ክሳብ 21,30
De Bierkantine
ፈላን 96 Ravellaan 96
3533JR, Utrecht
ተወሳኺ ትምህርቲ ኣብ ኡትሬኽት
10.00 - 11.30
House of Hope
Maashavenweg 10
3072 AZ Rotterdam
ተወሳኺ ትምህርቲ ኣብ ሮተርዳም
ሶሉስ
14.00 - 15.30
Het Wereldhuis
Nieuwe Herengracht 18
1018 DP Amsterdam
Donderdag
11.00 - 12.30
Het Wereldhuis
Nieuwe Herengracht 18
1018 DP Amsterdam
ተወሳኺ ትምህርቲ ኣብ ኣምስተርዳም

ናይ ናጻ ትምህርቲ ቋንቋ

እዚ ትምህርቲ ንኹሉ ሰብ ብናጻ ኣዩ

ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ንኽሉ ሰብ

ስደተኛታት፡ ሓተቲ ዕቑባ፡ ናይ ቁጠባ ስደተኛታት፡ ኣጋይሽ ሰራሕተኛታት፡ ዘይሕጋውያን፣ ኩሉ ክመጽእ ፍቑድ እዩ

ናይ ባዕልና ናይ ትምህርቲ መሳርሒ

ናይ ባዕልና ናይ ትምህርቲ መሳርሒ ምስ ብዙሕ መልማመዲን ዕዮገዛታትን ከምኡ ውን ናይ ቃላት ዝርዝራትን

ኣብ ፌስቡኩን ኢንስተግራምን ብጽሑና Facebook / Instagram

ነዞም ዝስዕቡ ብጾትና ንመስግን