Connection has lost...

Online courses

ኣብ ግዜ ኮቪድ- 19 ዝተከስተሉ እዋን ኣብ ኔዘርላንድ, ንግዚያዊ ትምህርቲ ብ WhatsApp ንህብ ኔርና.ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ደኩመንት ነዚ ዝተጠቀምናሉ ሕቶታትን መልስታትን ወረቃቅቲ ክትረክቡ ኢኩም. ዝኮነ ሰብ ዳች( Dutch) ክመሃር ዝደሊ ከኣ ክጥቀመሉ ይከኣል እዩ. እቲ ሕቶን መልስን ኣብ 4 ደረጃታት ተመቂሎም ይርከቡ.

ኣድላይነት ኣለዎ ኢልና ክንጠቅሶ ንደሊ: አብቲ ዕዮ- ገዛ ጌጋታት ክህሉ ይክእል እዩ ከምኡ ውን ገለ ገሊኡ ብኣና ኣይተዳለወን ኮላይተሓጋገዝቲ, ግን ካብ ካልእ ትካላት ወይ ድማ ካብ ካልእ ድሕረገጽ( Website).እቲ ዕዮታት ምስቲ ብ ደረጃ መተን ምስቲ ናቱ ደረጃ ኣመልኪቱ ከይመታተን ይክእል እዪ. ካብቲ ዕዮታት ሓደ እቲ ተምሃራይ ባዕሉ ዛንታ ምጽሓፍን ምሉእ ሓሳባት ምስራሕን, ንኣብነት መልሲ ኣብቲ ናይ መልሲ ወረቀት ተዋሂቡ ኣሎ.